Audio VOA Tigrigna: Ethiopian PM ‘’መንግስቲ ኤርትራ ነዚ ዞባ’ዚ ኣተራሚስካ ተባሂሉ ንዝተነበረሉ ማዕቀብ ንክላዓለሉ”

VOA Tigrigna 2_6b

Audio VOA Tigrigna: Ethiopian PM መንግስቲ ኤርትራ ነዚ ዞባ’ዚ ኣተራሚስካ ተባሂሉ ንዝተነበረሉ ማዕቀብ ንክላዓለሉ"

‘’መንግስቲ ኤርትራ ነዚ ዞባ’ዚ ኣተራሚስካ ተባሂሉ ንዝተነበረሉ ማዕቀብ ንክላዓለሉ ወይ ፉኽስ ንክብለሉ ዝላዓለ ፃዕሪታት እንተገበረ’ኳ’’ ኢሎም ንሶም ‘’ዝሓለፈ ጥቅምቲ እቲ ማዕቀብ ንክቕፅል ተወሲኑ’ዩ።እቲ ውሳነ፡መንግስቲ ኤርትራ ለውጢ ናይ ባህርይ ከምዘየምፅአን ካብ’ዚ ዝባኣሰ ንኣዕናዊ ተግባራቱ ጉጅለታት ፈጠራ ራዕዲ ብምውፋር ከምዝቐፀለሉ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ዝተረደአ ምዃኑ ሓባሪ’ዩ።ነዚ ዞባ’ዚ ምሕማስ ክሳብ ዘቋርፅ እቲ ማዕቀብ ሓይሉ ንክትግበር ኣድላዪ ዘበለ ስራሕ ክቅፅል’ዩ’’ኢሎም።

መንግስቲ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ንምህዋኽ ንዝፍንዎ ሕድ-ሕድ ፈተነ እኹልን ተመጣጣኒን መልሰ-ግብሪ ብምሃብ፡ሎሚ’ውን ነቲ ንሰላም ዝዘርጋሕናሉ ኢድና ተቐቢሉ ንኣፈላላያትና ኣብ ዙርያ ሰደቃ ንክንፍርትሖ መፀዋዕታ ነቅርብ ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስቴር ሃይለማርያም ደሳለኝ።

Click Below for Audio

[yendifplayer type=audio mp3=http://av.voanews.com/clips/VTG/2015/02/06/11848fd1-ee27-4d75-a546-ccd1131240dd.mp3]

Hailemariam Desalegn Boshe (Amharic: ኃይለማሪያም ደሳለኝ? ; born 19 July 1965) is an Ethiopian politician who has served as Prime Minister of Ethiopia since 2012. Hailemariam Desalegn previously served as Deputy Prime Minister and Minister of Foreign Affairs under Prime Minister Meles Zenawi from 2010 to 2012. When Meles died in August 2012, Hailemariam Desalegn succeeded him as Prime Minister, initially in an acting capacity. He was then elected as the Chair of the Ethiopian People's Revolutionary Democratic Front (EPRDF), the ruling party, on 15 September 2012. Hailemariam Desalegn also served as the Chairperson of the African Union from 2013 to 2014.