Audio: Swedish Parliament Rejects Bid to Ban Eritrea’s 2% Tax ኣብ ሽወደን፡ 2% ቀረጽ ኤርትራውያን ንምኽልካል ዝቐረበ ሓሳብ፡ ፓርላማ`ታ ሃገር ነጺግዎ – VOA Tigrigna

VOA Tigrinia 2_7

Audio: Swedish Parliament Rejects Bid to Ban Eritrea's 2% Tax – VOA Tigrigna

ኣብ ሽወደን፡ 2% ቀረጽ ኤርትራውያን ንምኽልካል ዝቐረበ ሓሳብ፡ ፓርላማ`ታ ሃገር ነጺግዎ

ፓርላማ ሽወደን፡ ነቲ ንድፊ ዝነጸገሉ ምኽንያት፡ ዝኾነት ሃገር ንዜጋታታ ቀረጽ ክተኽፍል፡ ኣህጉራዊ ሕጊ ዝፈቕዶ`ዩ ዝብል`ዩ።

ነቲ ናይ ምኽልካል ሃሳብ ዘቕረቡ ኣባል ፓርላማን ንመንግስቲ ኤርትራ ዝነቕፉን ኣቶ ኣርሐ ሓመድናካ ግና፡ ኢምባሲ ኤርትራ፡ ብተዘዋዋሪ ንዜጋታቱ 2% ክኸፍሉ ከምዘገድድ ንኣባላት ፓርላማ ሽወደን ኣብ ምርዳእ ምስራሕ ኸድልየና`ዩ ይብል። "ቀደሙ`ውን ኢምባሲ ኤርትራ ገዛ ገዛ እናኸደ ቀረጽ የኽፍል ኣሎ ኣይበልናን"

ምስ ኣቶ ኣርሐ ሓመድናካ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Click Below for Audio

[audio: http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2014/02/07/9377ee38-a925-45c7-827f-e00f5c1da98f.mp3]

 

Arhe Hamednaca

Arhe Hamednaca

846
-