Audio: ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ን3ተ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰላም Ethiopia’s Response to 3 US Diplomats – VOA Tigrigna

VOA Tigrigna 1_29

Audio: Ethiopia's Response to 3 US Diplomats – VOA Tigrigna

ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ን3ተ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰላም
ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ሓጋዚ ቅ/ሚ ኢትዮጵያ

እቲ ጉዳይ ብዋናነት ጉዳይ መንግስታትን ህዝብታትን ኢትዮጵያን ኤርትራን ስለዝኾነ ብእኦም ዝፍታሕ ኣይኮነን ይብሉ ኣቶ ጌታቸው ረዳ
 
ኣስዒቦም፡ ንባድመ ኣረክቡ ድሕሪኡ ተዘራረቡ ዝብል እማመ ሀርማን ኮሀን፡ ነቲ መሰረታዊ ሽግር መንግስቲ ኤርትራ ዝፈትሕ ኣይኮነን ኢሎም።

ምሕዝነት ናብ ንቡር ክምለስ ዝኽእል መንግስቲ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ንምሕማስ ዘለዎ ፖሊሲ ምስዝቕይር ጥራሕ`ውን ኢሎም።

ብወገን ኤርትራ ዘሎ ምላሽ ጽባሕ ሓሙስ ክቐርብ`ዩ።

Click Below for Audio
[audio: http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2014/01/29/06ed29c6-808c-4fda-89db-872b1fb3bf98.mp3]

 

1538
-