Audio: ኣቡን ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን ኤርትራ ሰበኻ ሰገነይቲ Interview with Eritrean Catholic Bishop Segeneyti – VOA Tigrigna

VOA Tigrigna 1_28

Audio: Interview with Eritrean Catholic Bishop Segeneyti – VOA Tigrigna 

ኣቡን ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን ኤርትራ ሰበኻ ሰገነይቲ
ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ- ኣቡን ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን ኤርትራ ሰበኻ ሰገነይቲ

ቃለ-መጠይቕ ድምጺ ኣሜሪካ ምስ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ- ኣቡን ሰበኻ ሰገነይቲ።

ሓድሽ ኣቡን ሰበኻ ሰገነይቲ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ኣብ`ዚ ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ምእመናን ካቶሊክ ቅዳሴን ስብከትን ኣስሚዖም።
ብተወሳኺ ንልዕሊ 30 ቆልዑት መጀመርያ ቑርባንን ሚሮንን ሂቦምን ቀቢኦምን።
 
ኣብ`ቲ ሓደ ሽሕ ዝግመት ምእመን ዝተረኽበሉ ቅዳሴ፡ ኣቡነ ፍቅረማርያም፡ ንሓድነት ቤተክርስትያንን መንፈሳዊ ምትሕልላይን ጸሊዮምን ሰቢኾምን።

እታ እግሪ ትተክል ዘላ ሰበኻ ሰገነይቲ ድማ ድጋፍ ኩሎም ምእመናን ከይፍለያ ተማሕጺኖም።

ምስ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስን ምስ ኣቦ-መንበር ቤት መኽሪ ኪዳነ ምህረት ኣቶ ሚካኤል ሓድጉን ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡-

Click Below for Audio

[audio: http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2014/01/28/74d4b061-1a28-49ea-bf39-867bbe2b2e18.mp3]

 

 

1736
-