ንኡስ ጨንፈር ለንደን ሕዝባዊ ግንባር ንዲሞክራሲን ፍትሕን ናይ ቀረባን ርሑቑን መድባት ሓንጺጹ

PFDJ UK

ንኡስ ጨንፈር ለንደን ሕዝባዊ ግንባር ንዲሞክራሲን ፍትሕን ናይ ቀረባን ርሑቑን 
መድባት ሓንጺጹ

ንኡስ ጨንፈር ለንደን ሕዝባዊ ግንባር ንዲሞክራሲን ፍትሕን ብዛዕባ መደባት ናይ ቀረባን ርሕቑን ዘተኮረ ሰፊሕ ኣኼባ ዝሓለፈ ሰንበት ኣካይዱ። መራሕቲ ንኡስ ጨንፈር ለንደን፡ ኣቦ መንበር ዑቅባይ መስፍንን 
ሓላፊት ማህበራዉን ዉዳበን ጉዳያት ወይዘሮ ለምለም ተስፋማርያምን ወረቐት ድሕሪ ምቕራቦም፡ ኣባላት ዓበይትን መንእሰያት ሕዝባዊ ግንባር ንዲሞክራሲን ፍትሕን ሰፊሕ ዘተ 
ኣካይዶም። 

 

Click Here to Enlarge the PDF Article

1332
-