Audio: ጠንቂ ስደት ኢትዮጵያውያን እቲ ስርዓት ዝኽተሎ ፖሊሲ`ዩ ተባሂሉ፡ መኢኣድ ኣብ ዘዳለዎ ህዝባዊ መድረኽ – VOA Tigrigna

VOA Tigrinia 12_02

Audio: The Root Cause of Ethiopian Migration – VOA Tigrigna
ጠንቂ ስደት ኢትዮጵያውያን እቲ ስርዓት ዝኽተሎ ፖሊሲ`ዩ ተባሂሉ፡ መኢኣድ ኣብ ዘዳለዎ ህዝባዊ መድረኽ          

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብመላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ፓርቲ ኣብ ዝተጸውዐ ህዝባዊ መድረኽ ዝተረኽቡ ዶር. ያቆብ ሃይለማርያም፡ ኢትዮጵያ ብስደት ምሁራን`ኳ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ምህላዋ፡ ዓለም-ለኻዊ ውድብ ፍልሰት ደቂ-ሰባት መስኪሩ`ዩ ኢሎም።
 
ኢትዮጵያውያን ፡ ካብ መሬቶም ምስ ተፈናቐሉን፡ ኣባል ገዛኢ ፓርቲ እንተዘይኮይንካ ስራሕ ኣይትቑጸሩን ምስተባህሉን ናብ ስደት እንተምርሑ እንታይ ይገርም? ይብሉ ንሶም።
 
ኣብ ልዕሊ`ቶም ኣብ ስዑድያ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ዝተፈጸመ በደል፡ መንግስቲ ናብ ሕቡራት ሃገራት ከቕርቦ`ውን ጸዊዖም፡
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ሎ፡ 

Click Below for Audio

[audio: http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2013/12/02/70286e28-d904-4638-926a-63a2b94a3ab1.mp3]
773
-