Audio: ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሪፎም ዘለው ኢትዮጵያውያን ፀገምና ገና’ዩ ይብሉ – VOA Tigrigna

VOA Tigrigna 11_28

Audio: Interview with Ethiopian Migrants in Saudi Arabia – VOA Tigrigna

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሪፎም ዘለው ኢትዮጵያውያን ፀገምና ገና'ዩ ይብሉ

ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ዝአተዉ  ኢትዮጵያውያን  ስደተኛታት  ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ምምላስ  ኣብ  ዝቀፀልሉ፣ ኣብኡ ዝተረፋ ግን ፀገምና ገና'ዩ ይብሉ'ለው።

ናብ ሃገረን ክምለሳ ዝፀባበያ ዘለው ገለ  ደቀንስትዮ  ካብ ኣባይትና  ካብ ንወፅእ ዳርጋ 20- መዓልታት ጌርና ፣ ኣብ ኣውቶብሳት ካብ ንኣቱ ኸኣ 4-መዓልታት ኾይንና'ሎ ኢለን።

ናይ ስራሕን መንበሪን  ወረቀት ፍቃድ ዘለዎም'ዉን ስራሕ ንምርካብ ኣዝዩ ጸገም ኾይኑና'ሎ ክብሉ የማርርሉ'ለዉ።

ሙሉእ ትሕዝቶኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት  ድምፂ ጠውቁ።

Click Here for Audio

[audio: http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2013/11/28/8a9e7517-c8cc-4d81-af70-35a670289d7e.mp3]
803
-