Audio: ሰልፊ ኣብ ኦታዋ ካናዳ ብዛዕባ ስቓይ ኣብ ስዑድያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን – VOA Tigrigna

VOA Tigrigna 11_20Audio: Ethiopian Ottawa Demonstration Against Saudi Arabia – VOA Tigrigna

ሰልፊ ኣብ ኦታዋ ካናዳ ብዛዕባ ስቓይ ኣብ ስዑድያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኢትዮጵያውያን ዝሓለፈ ሰኑይ ተሰሊፎም ኒሮም

እቶም ተሰለፍቲ ኣብ ኣፍደገ ፓርላማ ካናዳን ኢምባሲ ስዑዲ ዓረብን ቀሪቦም ኣንጻር ስጉምቲ ሰበ-ስልጣን ስዑድያ ተቓውሞ ኣስሚዖም ኔሮም። ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ይስጎጉን ይጋፍዑን ከምዘለዉ ይፍለጥ።

ንመደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንሓንቲ ኤርትራዊትን ንሓደ ኢትዮጵያውን ዓዲምና`ለና።

ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Click Below for Audio

[audio: http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2013/11/20/087974d0-a68a-449e-bd26-d320334e764f.mp3]