Audio: ውዕሎ ኢትዮጵያውያን ኣብ ስዑዲ – VOA Tigrigna

VOA Tigrigna 11_12

Audio: Interview with Ethiopian Migrants in Saudi Arabia – VOA Tigrigna

ውዕሎ ኢትዮጵያውያን ኣብ ስዑዲ
ኣብ ስዑዲ ዘለው  ናይ መንበሪ ናይ ስራሕን ፍቃድ ዘይብሎም ኢትዮጵያውያን  ገለ'ውን  ፍቃድ ኣናሃለዎም ብዝሓደሮም ፍርሂ  ናብ ሃገርና ንምምላስ ደሊና ግን  ደንጉይና፣ ኣብ መዳጎኒ ብዘይ እኹል መግብን ማይን ንሳቀለ'ና ክብሉ ገሊፆም።

ሚኒስተር ወፃኢ ኢትዮጵያ ዶ/ር ቴድሮስ አድሓኖም ብዛዕባ አተሓሕዛ ኢትጵያውያን  ኣብ ስዑዲ ምስ ና ስዑዲ መዘነኦም ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ተገሊፁ'ሎ።

ኣብ  ስዑዲ ናይ ኢትዮጵያ ኤምባሲ ኸኣ ንምምላስ  እቶም ፍቃድ ዘይብሎም ኢትዮጵያውያን ይሰርሕ ከም ዘሎ አፍሊጡ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።

Click Below for Audio

[audio: http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2013/11/12/4dd14682-23b8-4456-9417-a366ca24f92d.mp3]
777
-