Audio: ግብረ-ሽበራ፡ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራን ክብሪ ህዝብናን ከምዘይኮነ ይብል ኣምባሳደር ግርማ – VOA Tigrigna

VOA Tigrigna 11_6.png

ግብረ-ሽበራ፡ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራን ክብሪ ህዝብናን ከምዘይኮነ እቶም ሎሚ ኣብ ስልጣን ዘለዉ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣዳዕዲዖም ዝፈልጥዎ`ዩ ይብል ኣምባሳደር ግርማ

ኣምባሳደር ግርማ ከምኡ ዝበለ፡ ኢትዮጵያ፡ ብኤርትራ ዝድገፉ ጉጅለታት ኣብ ኢትዮጵያ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ክገብሩ ይዳለዉ ከምዘለዉ ጭቡጥ ናይ ስለያ መረዳእታ ኣለና ድሕሪ ምባላ`ዩ

ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤኮኖሚክ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገርትን ኣምባሳደር ኤርትራ፡ ግርማ ኣስመሮም፡ ኣብ`ቲ ንቪኦኤ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ፡ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ፖለቲካዊ ረብሓ ክደልዩ ኸለዉ፡ ንኤርትራ ምጥቃን ንልዕሊ 10 ዓመት ዝረብረብናሉ`ዩ ኢሉ።

ኣተሓሒዙ፡ ኣብ ክንዲ ጓል-መንገዲ ሃሰስ ምባል፡ ካብ ብሕጊ ዝተፈርደ መሬት ኤርትራ ወጺኻ፡ ኣብ ዞባና ሰላም ንምንጋስ ምጽዓር ምሓሸ ኢሉ።
ዝርዝሩ ይቕጽል፡

ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማ ኣስመሮም

Click Below for Audio

[audio:http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2013/11/06/3d9ef97b-177b-4dac-8477-172877778392.mp3]