ኤርትራ ንናይ ሚሊኒዮም ሸቶ ልምዓት ንምዕዋት ሰበስልጣን መንግስቲ ንሰርሖ ኣለና ዝበልዎ ከም ፅቡቕ’ዃ ዝርአ እንተኾነ ስቪላውን ፖለቲካዊን መሰላት እውን ኣዚዮም ኣገደስቲ ዛዕባታት እዮም ኢለን።

VOA Tigrigna 10_25

ኤርትራ ንናይ ሚሊኒዮም ሸቶ ልምዓት ንምዕዋት ሰበስልጣን መንግስቲ ንሰርሖ ኣለና ዝበልዎ ከም ፅቡቕ’ዃ ዝርአ እንተኾነ ስቪላውን ፖለቲካዊን መሰላት እውን ኣዚዮም ኣገደስቲ ዛዕባታት እዮም ኢለን።

ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሕቡራት መንግስታት ትማሊ ሓሙስ ንጋዜጠኛታት ኣብዝሃብኦ መግለፂ ፀብፃበን ናብ ሕቡራት መንግስታት ቅድሚ ምቕራበን ምስ ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ተራኺበን ነዊሕ ዘተ ከምዘካየዳን ከም ፍልይቲ ራፖርተር ታርአን ብዝበለፀ ንምግላፅ ዕድል ከምዝረኸባን ሓቢረን።

Click Below for the Audio

[audio:http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2013/10/25/78374012-c66f-4f43-b063-8247c4c84f2c.mp3]

 

1551
-