ጣልያን ስድራ-ቤታት መወቲ ሬሳ ቤተ-ሰቦም ባዕላቶም ክሓቱ አለዎም ከም ዝበለት ተገሊፁ

VOA Tig 10_16

ጣልያን ስድራ-ቤታት መወቲ ሬሳ ቤተ-ሰቦም ባዕላቶም ክሓቱ አለዎም ከም ዝበለት ተገሊፁ

ጣልያን ስድራ-ቤታት መወቲ ሬሳ'ቶም ኣብ ማእኸላይ ባሕሪ  ኣብ ላምፐዱዛ ዝሞቱ  ቤተ-ሰቦም ባዕላቶም ክሓቱ አለዎም ከም ዝበለት ተገሊፁ፡

ኣብ ኣብ ሮማ ናይ ዝመደብሩ ንስደተኛታት ዝሰርሕ ማሕበር ሓበሻ መስራትን ፕረዚደንትን ኣባ ሙሴ  ዘርኣይ፣  ሬሳ  ናብ ዓዲ ንኽምለስ  ናይ ምሕታት መሰል ናይ ስድራ-ቤታት'ዩ  ክትብል ጣልያን ምግላፃ ሓቢሮም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Click Below For The Audio

​[audio:http://realaudio.rferl.org/voa/TI/2013/10/16/4a58085d-251b-4927-a208-4d8cfb9ad877.mp3]

 

1381
-